Source: Suppliedቋንቋ ትግርኛ ከምቲ ናይ ካልኦት ቋንቋታት ብጉግል ተተርጉሙ ህዝቢ ተጠቃሚ ክኸውን ዝተፈላለዩ ወገናት ብክእለቶምን ዓቕሞምን ይሰርሕሉ ኣለዉ፡ በዓል ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን ዘለዉዋ ጉጅለ ሓንቲ ካብቶም ብዙሓት ኮይና፡ ብዛዕባቲ ስራሕ ዘሎ ምዕባለ ገሊጹ ኣሎ።
ቋንቋ ትግርኛ ከምቲ ናይ ካልኦት ቋንቋታት ብጉግል ተተርጉሙ ህዝቢ ተጠቃሚ ክኸውን ዝተፈላለዩ ወገናት ብክእለቶምን ዓቕሞምን ይሰርሕሉ ኣለዉ፡ በዓል ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን ዘለዉዋ ጉጅለ ሓንቲ ካብቶም ብዙሓት ኮይና፡ ብዛዕባቲ ስራሕ ዘሎ ምዕባለ ገሊጹ ኣሎ።