Source: Suppliedኣብዚ ኣብ ዓለም እናስፋሕፈሐ ዝኸይድ ዘሎ ሕማም ኮሮናቫይረስ ነታ ኣብ ፓሪስ ትርከብ ናይ ትግርኛ ገጣሚት ሳባ ኪዳነውን ከምዘይነሓፋ ምስ ሬድዮ SBS ዝገበረቶ ሓጺር ዕላል ገሊጻ ኣላ።
ኣብዚ ኣብ ዓለም እናስፋሕፈሐ ዝኸይድ ዘሎ ሕማም ኮሮናቫይረስ ነታ ኣብ ፓሪስ ትርከብ ናይ ትግርኛ ገጣሚት ሳባ ኪዳነውን ከምዘይነሓፋ ምስ ሬድዮ SBS ዝገበረቶ ሓጺር ዕላል ገሊጻ ኣላ።