Turn on two-factor authentication on your banking, email, and social media accounts. Source: Moment RF / Oscar Wong/Getty Imagesገበን ምስራቕ መንነት ሓደ ዓቢይ ስግኣት ኣብ ኣውስትራልያ’ዩ፣ ምኽንያቱ በብዓመቱ ቁጽሮም እናወሰኸ ዝኸዱ ሰባት ግዳያት ናይ’ዚ ስርቂ ወይ ገበን ምስራቕ እናኾኑ ይኸዱ ስለዘለዉ። እቶም መንነቶም ዝተሰርቀ ወይ ናይ’ዚ ንዕኦም ኣምሲሎም ወይ ተመሲሎም ዝቐርቡ ገበነኛታት ግዳያት ዝኾኑ፣ ብዙሕ ግዜ ከበድቲ በደላት ወይ ሳዕቤናት ይወርዶም። ገንዘባዊ ክሳራ፣ ማህሰይቲ ኣብ ልዕሊ’ቲ ዝተሓዘሎም ነጥቢ ለቓሕ (ክረዲት ስኮር)፣ ከም’ኡ’ውን ንሕጊ ዝምልከቱ ሳዕቤናትን የጋጥሞም። ይኹን እምበር ንስኹም ውልቃዊ ሓበሬታኹም ክስረቐሉ ወይ ኣብ ዘይመዓልኡ ክውዕለሉ ዝኽእል ስግኣት-ሓደጋ ንምቕናስ ክትወስድዎም ዝግባኣኩም ስጉምትታት ኣለዉ።
Published
By Chiara Pazzano
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ገበን ምስራቕ መንነት ሓደ ዓቢይ ስግኣት ኣብ ኣውስትራልያ’ዩ፣ ምኽንያቱ በብዓመቱ ቁጽሮም እናወሰኸ ዝኸዱ ሰባት ግዳያት ናይ’ዚ ስርቂ ወይ ገበን ምስራቕ እናኾኑ ይኸዱ ስለዘለዉ። እቶም መንነቶም ዝተሰርቀ ወይ ናይ’ዚ ንዕኦም ኣምሲሎም ወይ ተመሲሎም ዝቐርቡ ገበነኛታት ግዳያት ዝኾኑ፣ ብዙሕ ግዜ ከበድቲ በደላት ወይ ሳዕቤናት ይወርዶም። ገንዘባዊ ክሳራ፣ ማህሰይቲ ኣብ ልዕሊ’ቲ ዝተሓዘሎም ነጥቢ ለቓሕ (ክረዲት ስኮር)፣ ከም’ኡ’ውን ንሕጊ ዝምልከቱ ሳዕቤናትን የጋጥሞም። ይኹን እምበር ንስኹም ውልቃዊ ሓበሬታኹም ክስረቐሉ ወይ ኣብ ዘይመዓልኡ ክውዕለሉ ዝኽእል ስግኣት-ሓደጋ ንምቕናስ ክትወስድዎም ዝግባኣኩም ስጉምትታት ኣለዉ።