Credit: Source: Moment RF / Alexander Spatari/Getty Imagesካብ ዓድኻን መረበትካን ናብ ካልእ ሃገር ንሓዋሩ ጠቕሊልካ ምኻድ ወይ ምግዓዝ መብዛሕትኡ ግዜ ብዙሕ ዝተደራረበ ስሞዒታዊ ፈተነታት ሒዙ'ዩ ዝመጽእ። ስደተኛታትን ፈለስትን ክብን ለጠቕን ዝብል ስንባደ ባህልን ምልማድ ጓና ዝኾነ ከባቢ ወይ ሃዋህውን ተጻዊሮም ኣብ ዝሓልፍሉ፣ ብዙሓት ብዙሕ ግዜ ዝተሓላለኸ ስምዒት ምፍንቓልን ምጥፋእ መንነትን ይስምዖም። ስለ'ዚ ስደተኛታትን ፈለስትን ነዚ ክጻወርዎን ደጊሞም ምሉኣት ኮይኑ ክስምዖምን እንታይ ክገብሩ ኣለዎም፧
Published
Updated
By Claudianna Blanco
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ካብ ዓድኻን መረበትካን ናብ ካልእ ሃገር ንሓዋሩ ጠቕሊልካ ምኻድ ወይ ምግዓዝ መብዛሕትኡ ግዜ ብዙሕ ዝተደራረበ ስሞዒታዊ ፈተነታት ሒዙ'ዩ ዝመጽእ። ስደተኛታትን ፈለስትን ክብን ለጠቕን ዝብል ስንባደ ባህልን ምልማድ ጓና ዝኾነ ከባቢ ወይ ሃዋህውን ተጻዊሮም ኣብ ዝሓልፍሉ፣ ብዙሓት ብዙሕ ግዜ ዝተሓላለኸ ስምዒት ምፍንቓልን ምጥፋእ መንነትን ይስምዖም። ስለ'ዚ ስደተኛታትን ፈለስትን ነዚ ክጻወርዎን ደጊሞም ምሉኣት ኮይኑ ክስምዖምን እንታይ ክገብሩ ኣለዎም፧