Source: Suppliedብዙሕ ጽሑፋት ትግርኛን ግጥሚታትን ዘበርከቱ መምህር ኣማረ ወልደስላሴ ኣብ መበል 70 ዓመቶም ዓሪፎም፡ ስነ ስርዓት ቀብሮም ድማ ህዝብን ቤተሰብን ኣብ እተረኽቡሉ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ። ንህይወትን ስራሕን መምህር ኣማረ ዝድህስስ ኣብዚ ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ።
ብዙሕ ጽሑፋት ትግርኛን ግጥሚታትን ዘበርከቱ መምህር ኣማረ ወልደስላሴ ኣብ መበል 70 ዓመቶም ዓሪፎም፡ ስነ ስርዓት ቀብሮም ድማ ህዝብን ቤተሰብን ኣብ እተረኽቡሉ ኣብ ኣስመራ ተፈጺሙ። ንህይወትን ስራሕን መምህር ኣማረ ዝድህስስ ኣብዚ ትሕዝቶ ቐሪቡ ኣሎ።