SKIP TO MAIN CONTENT

ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ይፍጸሞ ኣሎ ብምባላ ምፍርራሓት ከም ዝሰዓባ ተዛሪባ።

Homeland News
Dr. Timnit Ghebru Source: Twitter

መጽሄት ታይም፡ ኣብ 2022 ጸለውቲ ካብ ሞንጐ ዝኾኑ 100 ሰባት ዝሓረያ ፤ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ወይ ጆኖሰደይድ ይፍጸሞ ኣሎ ብምባላ ምፍርራሓት ከም ዝሰዓባ ተዛሪባ። ኢትዮጵያ ንጋዜጠኛ ያየሰው ሽመልስ " ገንዘብ ተኸፊሉዎ ናዕቢ ኣበጊሱ " ዝብል ክሲ ኣቕሪባትሉ። ንልዕሊ ሓደ ዘመን ኣብ መንጐ ዓደንጎዳን ኳዜንን ዝጸንሐ ናይ መሬት ክርክር፡ ብዕርቂ ተፈቲሑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መጽሄት ታይም፡ ኣብ 2022 ጸለውቲ ካብ ሞንጐ ዝኾኑ 100 ሰባት ዝሓረያ ፤ ዶ/ር ትምኒት ገብሩ ኣብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ወይ ጆኖሰደይድ ይፍጸሞ ኣሎ ብምባላ ምፍርራሓት ከም ዝሰዓባ ተዛሪባ። ኢትዮጵያ ንጋዜጠኛ ያየሰው ሽመልስ " ገንዘብ ተኸፊሉዎ ናዕቢ ኣበጊሱ " ዝብል ክሲ ኣቕሪባትሉ። ንልዕሊ ሓደ ዘመን ኣብ መንጐ ዓደንጎዳን ኳዜንን ዝጸንሐ ናይ መሬት ክርክር፡ ብዕርቂ ተፈቲሑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now