Para muitas famílias australianas, as dificuldades económicas agravaram-se após a decisão do Reserve Bank (RBA), de aumentar a taxa de juro de referência. Source: iStockphoto / DejanMilic/Getty Images
ኲናት ዩናይትድ ስቴትስ-ኢራን ሳልሳይ ወርሑ ኣብ ዝኣተወሉ ኣውስትራልያዊ ዋጋታት ፔትሮል (በንዚን)ን ዲዘል (ናፍታ)ን ኣብ ትሕቲ ወጥሪ (ጸቕጢ) ይርከቡ። ንብዙሓት ኣውስትራልያውያን ስድራቤታት፣ እዚ ንውሳነ ምውሳኽ መጠን ጥረ ገንዘብ ማእከላይ ባንክ ኣብ’ዚ ወርሒ ተኸቲሉ ዝተፈጥረ ወጥሪ ዕጽፊ ከይዱ’ሎ። ኣብ መዐደሊ ነቑጣታት ሰባት ዝያዳ ይኸፍሉ’ለዉ፣ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ድማ ነቶም ዝውስኹ ሕሳባት ግሮሰሪ፣ ገዛ ኽራይ፣ ሞርጌጅን ካልኦት ኣድለይቲ ነገራትን የካውኑ’ለዉ። ኣብ’ዚ ኣትኩሮ ኣብ ነዳዲ ገይርና ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ መደብና ነጻ ዝኾኑን ብነጻ ዝወሃቡን ንሰባት ኣብ ፋይናንሳዊ ወጥሪ ዝሕግዝዎም ቀረብ ኣገልግሎታት ክንምልከት ኢና። Published 12 May 2026 7:29pm
Updated 4 June 2026 4:43pm
By Sahil Makkar
Presented by Melissa Compagnoni, SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኲናት ዩናይትድ ስቴትስ-ኢራን ሳልሳይ ወርሑ ኣብ ዝኣተወሉ ኣውስትራልያዊ ዋጋታት ፔትሮል (በንዚን)ን ዲዘል (ናፍታ)ን ኣብ ትሕቲ ወጥሪ (ጸቕጢ) ይርከቡ። ንብዙሓት ኣውስትራልያውያን ስድራቤታት፣ እዚ ንውሳነ ምውሳኽ መጠን ጥረ ገንዘብ ማእከላይ ባንክ ኣብ’ዚ ወርሒ ተኸቲሉ ዝተፈጥረ ወጥሪ ዕጽፊ ከይዱ’ሎ። ኣብ መዐደሊ ነቑጣታት ሰባት ዝያዳ ይኸፍሉ’ለዉ፣ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ድማ ነቶም ዝውስኹ ሕሳባት ግሮሰሪ፣ ገዛ ኽራይ፣ ሞርጌጅን ካልኦት ኣድለይቲ ነገራትን የካውኑ’ለዉ። ኣብ’ዚ ኣትኩሮ ኣብ ነዳዲ ገይርና ንኣውስትራልያ ንገልጸሉ መደብና ነጻ ዝኾኑን ብነጻ ዝወሃቡን ንሰባት ኣብ ፋይናንሳዊ ወጥሪ ዝሕግዝዎም ቀረብ ኣገልግሎታት ክንምልከት ኢና።