Credit: DiMaggio/Kalish/Getty Imagesብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ንህይወት ዜጋታት ከመሓይሽ ዝኽእል ሓደሽቲ ፖሊሲታትን ፕሮግራማትን ንሰምዕ ኢና ። እንተዀነ ግን: እቲ ኣዝዩ ብሕማቕ ዝግለጽን ንሓንጸጽቲ ፖሊሲ ኺፈትሕዎ ነውሪ ዝመስልን ጕዳያትከ ? ኣብዚ ትሕዝቶዚ ብዛዕባ ዘቤታዊ ዓመጻን ኣብ ምዕባለ ቈልዑ ዘለዎ ጽልዋን ክንርእይ ኢና ። ኣብ ገዛ ውሽጢ ንዘቤታዊ ወይውን ንስድራቤታዊ መጥቃዕቲ ምቅላዕ ንናይ ህጻን ናይ ምምሃርን ኣወንታዊ ርክባት ናይ ምህናፅን ተኽእሎ ዝጸልዎ ብኸመይ እዩ? ትርጕም ዘለዎ ለውጢ ንምግባርከ እንታይ ክግበር ኣለዎ ?
Published
Updated
By Brooke Young
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ንህይወት ዜጋታት ከመሓይሽ ዝኽእል ሓደሽቲ ፖሊሲታትን ፕሮግራማትን ንሰምዕ ኢና ። እንተዀነ ግን: እቲ ኣዝዩ ብሕማቕ ዝግለጽን ንሓንጸጽቲ ፖሊሲ ኺፈትሕዎ ነውሪ ዝመስልን ጕዳያትከ ? ኣብዚ ትሕዝቶዚ ብዛዕባ ዘቤታዊ ዓመጻን ኣብ ምዕባለ ቈልዑ ዘለዎ ጽልዋን ክንርእይ ኢና ። ኣብ ገዛ ውሽጢ ንዘቤታዊ ወይውን ንስድራቤታዊ መጥቃዕቲ ምቅላዕ ንናይ ህጻን ናይ ምምሃርን ኣወንታዊ ርክባት ናይ ምህናፅን ተኽእሎ ዝጸልዎ ብኸመይ እዩ? ትርጕም ዘለዎ ለውጢ ንምግባርከ እንታይ ክግበር ኣለዎ ?