Credit: SMንመጻኢ ትግራይ ዝድህስስ ዋዕላ ምሁራን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ ጻውዒት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ንምስረታ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ዘሳተፈ ግዝያዊ መንግስቲ ካብ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ንዓርሶም ዘግለሉ፡ ኣባላት ላዕለዎት ኣመራርሓ 'ኩነታት ናብ ንቡር ንምመላስ' ዝዓለመ ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ጉባኤ ዘካይድ ዘሎ ድማ ብስሙ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ኣጊዱ ንኣባላት ላዕለዋይ ኣመራርሓ ድማ ናብ ተራ ኣባል ከም ዘውረደ ኣፍሊጡ ሎ።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንመጻኢ ትግራይ ዝድህስስ ዋዕላ ምሁራን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ ጻውዒት ብሄራውያን ውድባት ትግራይ ንምስረታ ኩሎም ፖለቲካዊ ሓይልታት ዘሳተፈ ግዝያዊ መንግስቲ ካብ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ንዓርሶም ዘግለሉ፡ ኣባላት ላዕለዎት ኣመራርሓ 'ኩነታት ናብ ንቡር ንምመላስ' ዝዓለመ ኣኼባ ኣካይዶም። እቲ ጉባኤ ዘካይድ ዘሎ ድማ ብስሙ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ኣጊዱ ንኣባላት ላዕለዋይ ኣመራርሓ ድማ ናብ ተራ ኣባል ከም ዘውረደ ኣፍሊጡ ሎ።