ቻይና፡ ለበዳ ኮሮኖቫይረስ ደው ንምባል ንሕማም HIV ዝዉዕል ጸረ ቫይረስ መድሃኒት ትፍትን05:28ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (10.01MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidThe human coronavirus causes respiratory infections (colds), and gastroenteritis. Image made from a transmission electron microscopy view. Source: Universal Images Group Editorialሰብ መዚ ቻይና ነዚ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮሮኖቫይረስ ደው ዘብሎ እንተኾይኑ ንምፍታን ንሕማም HIV ዝዉዕል ጸረ ቫይረስ መድሃኒት ይጥቀሙ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ነዚ ድሮ 130 ሰባት ኣብ ዉሽጢ ቻይና ቀቲሉ ዘሎን ድሮ ናብ ልዕሊ 16 ሃገራትን ኣትዩ ዘሎ ሕማም ንምግታእ ዛጊት መድሃኒት ይኹን ክታበት ስለዘይተረኽበሉ፡ ቻይናዊያን እቲ ንሕማም HIV ዝዉዕል ጸረ ቫይረስ መድሃኒት ምጥቃም ከምሓደ ስትራተጂ ወሲዶም ይጥቀምሉ ኣለዉ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (10.01MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 30 January 2020 5:36pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareሰብ መዚ ቻይና ነዚ ዘስፋሕፍሕ ዘሎ ለበዳ ኮሮኖቫይረስ ደው ዘብሎ እንተኾይኑ ንምፍታን ንሕማም HIV ዝዉዕል ጸረ ቫይረስ መድሃኒት ይጥቀሙ ከምዘለዉ ተፈሊጡ። ነዚ ድሮ 130 ሰባት ኣብ ዉሽጢ ቻይና ቀቲሉ ዘሎን ድሮ ናብ ልዕሊ 16 ሃገራትን ኣትዩ ዘሎ ሕማም ንምግታእ ዛጊት መድሃኒት ይኹን ክታበት ስለዘይተረኽበሉ፡ ቻይናዊያን እቲ ንሕማም HIV ዝዉዕል ጸረ ቫይረስ መድሃኒት ምጥቃም ከምሓደ ስትራተጂ ወሲዶም ይጥቀምሉ ኣለዉ።ShareLatest podcast episodes50:15ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode50 minutes 15 seconds35:48"ካብ ዓደይ ካብ ዝወጽእ ነዊሕ'ዩ ኮይኑ፡ ንትግራይ ግና ብዝኾነት ሃገር ክልውጣ ኣይክእል እየ፣" ን 40 ዓመታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝተቐመጠ ኣቶ ብርሃነ ሓድጉ።podcast episode35 minutes 48 seconds09:44ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (13 ነሓሰ 2026)podcast episode9 minutes 44 seconds10:59ሓይልታት ህጹጽ ደገፍ ሱዳን (RSF) ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዶባዊት ከተማ ተዳቡ መጥቃዕቲ ከፊቱ። (ጸብጻብ)podcast episode10 minutes 59 seconds