SKIP TO MAIN CONTENT

“ክሳብ ብህይወት ዘለኹ ንኤርትራን ዩኒቨርሲቲ ኣስመራን ሓገዘይ ክቕጽሎየ።” ቃል ፕሮ/ ሮይ ፓትማን

Fessehei Abrham on Prof Patman
Source: Fessehaie Abrham

ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝዓረፈ ጸሓፊ መጽሓፍ “ERITREA EVEN THE STONES ARE BURNING” ፕሮፌሰር ፓትማን ፈለማ ምስ ቃልሲ ኤርትራ ኣብ 1981 ምስዘላለዮ ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም ዝተገብረ ዝኽሪ እዩ። ፓትማን ህግ ንባረንቱ ኣብ 1985 ኣብዝተቖጻጸረሉን ኣብ ረፈረንደምን ኣብ ባረንቱ ዝተረኽበን፡ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ብሳይንስ ፖለቲካ ናይ ዲግሪ ፕሮግራም ዝጀመረን ዝመሃርን እዩ። ጉዕዞ ህይወቱ ምስ ኤርትራ ከመይ ከምዝነበረ ኣቶ ፍስሃየ ኣቕሪብዎ ኣሎ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብዛዕባ’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝዓረፈ ጸሓፊ መጽሓፍ “ERITREA EVEN THE STONES ARE BURNING” ፕሮፌሰር ፓትማን ፈለማ ምስ ቃልሲ ኤርትራ ኣብ 1981 ምስዘላለዮ ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም ዝተገብረ ዝኽሪ እዩ። ፓትማን ህግ ንባረንቱ ኣብ 1985 ኣብዝተቖጻጸረሉን ኣብ ረፈረንደምን ኣብ ባረንቱ ዝተረኽበን፡ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲ ብሳይንስ ፖለቲካ ናይ ዲግሪ ፕሮግራም ዝጀመረን ዝመሃርን እዩ። ጉዕዞ ህይወቱ ምስ ኤርትራ ከመይ ከምዝነበረ ኣቶ ፍስሃየ ኣቕሪብዎ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now