Newspapers referring to US President Donald Trump's comments about Nigeria on the street of Lagos in November 2025 Source: AAP / Sunday Alamba/APፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ሓያልን ቀታልን መጥቃዕቲ ኣየር ኣንጻር ኣይኤስ (IS) ኣብ ሰሜን-ምዕራብ ናይጀርያ ኣበጊሳ’ላ ይብል። ንሱ ነቶም ዝተቐትሉ ሰባት ብቀንዱ ንኣመንቲ ክርስትና ዒላማ ክገብሩን ክቐትሉን ዝጸንሑ ‘መታለልቲ ግብረሽበራውያን’ ክብል ገሊጽዎም።
Published
By Rayane Tamer, Greg Dyett
Presented by Greg Dyett, SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣሜሪካ ሓያልን ቀታልን መጥቃዕቲ ኣየር ኣንጻር ኣይኤስ (IS) ኣብ ሰሜን-ምዕራብ ናይጀርያ ኣበጊሳ’ላ ይብል። ንሱ ነቶም ዝተቐትሉ ሰባት ብቀንዱ ንኣመንቲ ክርስትና ዒላማ ክገብሩን ክቐትሉን ዝጸንሑ ‘መታለልቲ ግብረሽበራውያን’ ክብል ገሊጽዎም።
Listen to Australian and world news and follow trending topics with SBS News Podcasts.