People drive by a highway past a damaged area of Port of La Guaira after explosions and low-flying aircraft were heard in Caracas and other cities near airports and military bases at around 2am local time. Source: Getty / Jesus Vargas
ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ልዕሊ’ታ ሃገር ኣዚዘ ይብል። ክልቲኦም ምስ ሓሽሽን ኣጽዋርን ብዝተኣሳሰሩ ገበናት ኣብ ኒው ዮርክ ተኸሲሶም ኣለዉ። እዚ ፍጻመ ወይ ስርሒት ብመሻርኽቲ ትራምፕ ኣድናቖት ክረክብ’ንከሎ ብብዙሓት ካልኦት ሃገራት ግን ብሰፊሑ ተኾኒኑ። Published 4 January 2026 3:00pm
Updated 5 January 2026 8:36am
By Essam Al-Ghalib
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ፕረዚደንት ዩኤስ ዶናልድ ትራምፕ ንፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮን በዓልቲ ቤቱን ኣብ ቀይዲ ንምእታው ዝዓበየ መጠን መጥቃዕቲ ኣየር ኣብ ልዕሊ’ታ ሃገር ኣዚዘ ይብል። ክልቲኦም ምስ ሓሽሽን ኣጽዋርን ብዝተኣሳሰሩ ገበናት ኣብ ኒው ዮርክ ተኸሲሶም ኣለዉ። እዚ ፍጻመ ወይ ስርሒት ብመሻርኽቲ ትራምፕ ኣድናቖት ክረክብ’ንከሎ ብብዙሓት ካልኦት ሃገራት ግን ብሰፊሑ ተኾኒኑ። Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts.