The United States has defended the seizure of a Venezuelan oil tanker as a major US naval build-up in the region continues. Credit: AAPኣሜሪካ ሓይሊ ባሕራ ኣብ’ቲ ዞባ ምጥንኻራ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን ንተሰካሚት ነዳዲ መርከብ ቨኒዝወላ ክትሕዝ ዝወሰደቶ ውሳነ ተኸላኺላትሉ። ፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮ ነዚ ምትሓዝ ዘይሕጋዊ ኢሉ ገሊጽዎ፣ ኣብ ልዕሊ ኣዝማዱን ካልኦት መራኽብ ሓይሊ ባሕርን ሃገሩ ድማ ተወሳኺ እገዳታት ብኣሜሪካ ተነቢርሎም።
Published
By Peggy Giakoumelos
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣሜሪካ ሓይሊ ባሕራ ኣብ’ቲ ዞባ ምጥንኻራ ኣብ ትቕጽለሉ ዘላ እዋን ንተሰካሚት ነዳዲ መርከብ ቨኒዝወላ ክትሕዝ ዝወሰደቶ ውሳነ ተኸላኺላትሉ። ፕረዚደንት ቨነዝወላ ኒኮላስ ማዱሮ ነዚ ምትሓዝ ዘይሕጋዊ ኢሉ ገሊጽዎ፣ ኣብ ልዕሊ ኣዝማዱን ካልኦት መራኽብ ሓይሊ ባሕርን ሃገሩ ድማ ተወሳኺ እገዳታት ብኣሜሪካ ተነቢርሎም።
Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts.
https://www.sbs.com.au/news/podcast-episode/trump-threatens-land-invasion-of-venezuela/hstfkqzr9