ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ (27/11/2017)04:12SBS Source: SBSኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (1.92MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ትማሊ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዝተኻየደ ዓቢ ጉያ ኢትዮጵያ ልዕሊ 40 ሺሕ ሰባት ተሳቲፎም፡ 2 ካብ ተሳተፍቲ ሞይቶም። ንዓወት ዓድዋ ዘንጸባርቕ ሙዝየም ክህነጽ ጀሚሩ። ኣብ ጎንጺ ኦሮሚያን ሶማሊያን ኢድ ነይርዎም ዝተባህሉ 103 ሰባት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2025)ኤርትራ ናይ ምስፍሕፋሕ ድሌት ዝበለቶ ብምኹናን ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ መልሲ ሂባ (ጸብጻባት ዜና)ሕድሕድ ውግእ ሱዳን ናብ ሓድሽ ሓደገኛ ምዕራፍ ሰጊሩ፡