Source: SBS Tigrinyaኣብዚ ወርሒ ዝዓረፈት ወናም ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ፡ ንዘመናዊ ደርፊታት ትግርኛ መገዲ ካብ ዝኸፈቱ ሓንቲ እያ። ኣብቲ ዓቃባዊ ባህሊ ዝዕብልለሉ ዝነበረ እዋን፡ ከም ጓል ኣንስተይቲ ዘጋጥማ ዝነበረ ማሕለኻታት ሰጊራ ስማን ዜማታት ትግርኛን ክንዮ ዶብ ክፍለጥ ዝገበረት ፍትውቲ ደራፊት እያ ነይራ። ብምኽንያት ዕረፍታ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ኤስ.ቢ.ኤስ. ሓጺር ሌላ ምስ ጸሃይቱን ስራሓታን ጻኒሒት ገይራ ኣላ።
Published
By Beyene Semere
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብዚ ወርሒ ዝዓረፈት ወናም ድምጻዊት ጸሃይቱ በራኺ፡ ንዘመናዊ ደርፊታት ትግርኛ መገዲ ካብ ዝኸፈቱ ሓንቲ እያ። ኣብቲ ዓቃባዊ ባህሊ ዝዕብልለሉ ዝነበረ እዋን፡ ከም ጓል ኣንስተይቲ ዘጋጥማ ዝነበረ ማሕለኻታት ሰጊራ ስማን ዜማታት ትግርኛን ክንዮ ዶብ ክፍለጥ ዝገበረት ፍትውቲ ደራፊት እያ ነይራ። ብምኽንያት ዕረፍታ ናይ ሎሚ መደብ ሞዛይክ ባህሊ ኤስ.ቢ.ኤስ. ሓጺር ሌላ ምስ ጸሃይቱን ስራሓታን ጻኒሒት ገይራ ኣላ።