SKIP TO MAIN CONTENT

ቱራ ዓብዲዋክ ኣብ ማራቶን ቺካጎ ካልኣይ ዳዊት የማነ ኸኣ ኣብ ዙር ኢራን ሳልሳይ ወጺኦም፣ ምርጫ ብራዚልን ሃገራዊት ጋንታን ብኸመይ ተኣሳሲሮም፧

Neymar Junior.jfif
Neymar Junior Credit: Getty Images

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/10/2022) * ኣብ ማራቶን ቺካጎ 2022 ኢትዮጵያዊ ቱራ ዓብዲዋክ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ዞባዊ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 መንእሰያት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየዱ’ለው፣ ኢትዮጵያ ክልተ ስዕረታት ኣጋጢምዋ፣ * ኣብ ቅድድማት ብሽግለታ ኢጣልያን በልጅምን ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ይሳተፉ፣ ገሊኦም ቅድድማት ከበድቲ ኮይኖም ረኺቦሞም፣ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ግን ኣብ ዙር ኢራን ሳልሳይ ወጺኡ፣ * በዓል ነይማር ዝርከብዎም ህቡባት ተጻወቲ ብራዚል ደገፎም ንፕረዚደንት ቦልሶናሮ ኣብ ዝገልጽሉ እዋን ማልያ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ፖለቲካዊ መልክዕ ሒዛ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ብራዚል ወሳኒት ኮይና

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (10/10/2022) * ኣብ ማራቶን ቺካጎ 2022 ኢትዮጵያዊ ቱራ ዓብዲዋክ ካልኣይ ወጺኡ፣ * ዞባዊ መባእታዊ መጻረዪ ግጥማት ናብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2023 መንእሰያት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየዱ’ለው፣ ኢትዮጵያ ክልተ ስዕረታት ኣጋጢምዋ፣ * ኣብ ቅድድማት ብሽግለታ ኢጣልያን በልጅምን ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ተቐዳደምቲ ይሳተፉ፣ ገሊኦም ቅድድማት ከበድቲ ኮይኖም ረኺቦሞም፣ ኤርትራዊ ዳዊት የማነ ግን ኣብ ዙር ኢራን ሳልሳይ ወጺኡ፣ * በዓል ነይማር ዝርከብዎም ህቡባት ተጻወቲ ብራዚል ደገፎም ንፕረዚደንት ቦልሶናሮ ኣብ ዝገልጽሉ እዋን ማልያ ሃገራዊት ጋንታ ብራዚል ፖለቲካዊ መልክዕ ሒዛ ኣብ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ብራዚል ወሳኒት ኮይና

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now