Supporters of the President Recep Tayyip Erdogan wave flags as they celebrate outside AK Party offices in Istanbul Credit: SOPA Images/Sipa USAደገፍቲ ኤርዶጋን ኣብ ጐደናታት ሓጎሶም ኣብዝገልጽሉ ዘለዉ እዋን ተቓዋሚኡ ከማል ኪሊክዳሮግሉ ፡ እቲ መስርሕ ምርጫ ዘይፍትሓዊ ከም ዝዀነ ገይሩ ነቒፍዎ እዩ ። ተጣበቕቲ ድማ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ብዛዕባ ቝጠባዊ መጻኢ እታ ሃገርን ይስከፉ ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ደገፍቲ ኤርዶጋን ኣብ ጐደናታት ሓጎሶም ኣብዝገልጽሉ ዘለዉ እዋን ተቓዋሚኡ ከማል ኪሊክዳሮግሉ ፡ እቲ መስርሕ ምርጫ ዘይፍትሓዊ ከም ዝዀነ ገይሩ ነቒፍዎ እዩ ። ተጣበቕቲ ድማ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ብዛዕባ ቝጠባዊ መጻኢ እታ ሃገርን ይስከፉ ።