ናጽነት ተፈራ፡ ኣብ ከተማ ሲድኒ ኡበር እናዘወረት(UBER Driver) ኣታዊ ትረክብ ጓል ኣንስትየቲ እያ። ነቲ ስራሕ ብኸመይ ጀሚራቶ? ደቂ ኣንስትዮ ኣብዚ ስራሕ ክዋፈራ እናታይ የድልየን? ከም ጓል ኣንስተይቲ ዘይትፈልጦም ሰባት ብቐትሪን ሚሸትን ከተበጻጽሕ እንታይ የጋጥማ ዝብሉን ካል እን ኣዕሊላትና ኣላ። ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠዊቕኩም ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends
