AAP Source: AAPኣብታ 39 ሚሊዮን ህዝቢ ዝነብራን ብመን እሰያት ዝተዓብለለት ዩጋንዳ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ይግበር ኣሎ። እቲ ነታ ሃገር ንርብ ዒ ክፍለዘመን ዝመርሓ ሙሴ ቬኒ ኣብዚ ምርጫ እንተተዓዊቱ ዕድመ ስልጣኑ ናብ 30 ዓመታት ክብ ክብልዩ። መወዳድርቱ በዓል መንዮም? እቶም ልዕሊ 10 ሚሊዮን ስራሕ ዘይብሎም ዩጋንዳዊያንከ ንመን ክመርጹዮም?
ኣብታ 39 ሚሊዮን ህዝቢ ዝነብራን ብመን እሰያት ዝተዓብለለት ዩጋንዳ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ይግበር ኣሎ። እቲ ነታ ሃገር ንርብ ዒ ክፍለዘመን ዝመርሓ ሙሴ ቬኒ ኣብዚ ምርጫ እንተተዓዊቱ ዕድመ ስልጣኑ ናብ 30 ዓመታት ክብ ክብልዩ። መወዳድርቱ በዓል መንዮም? እቶም ልዕሊ 10 ሚሊዮን ስራሕ ዘይብሎም ዩጋንዳዊያንከ ንመን ክመርጹዮም?