መንግስቲ ብሪጣንያ ብምኽንያት ጸቕጢ ኣብ ስርዓተ መንበሪ ሓተትቲ ዑቕባ ናይ'ታ ሃገር ንኣሽቱ መንእሰያት ኣብ ሆቴላት ከንብር ካብ ዝጅምር ኣማኢት ዝኾኑ ሓተትቲ ዑቕባ ህጻናት ከምዝጠፍእዎ ተኣሚኑ። እዚ ጉዳይ መርመራ ክግበረሉ ኸኣ መጸዋዕታትት ይቐርቡ ኣለዉ።
Share

Published
Updated
By Allan Lee
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Share this with family and friends
