እንግሊዝ: ብጃላቡ ንዝኣትዉ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ወይ ናብ ሳልሳይ ሃገር ክትጥርዝ ምዃና ኣፍሊጣ።

Prime Minister Rishi Sunak discusses his illegal migration bill (AAP).jpg

ካብ ቀንዲ መሬት ኤውሮጳ ተበጊሶም ብ ጀላቡ ኣቢሎም ናብ ዓዲ እንግሊዝ ዝኣተዉ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ዓዶም ወይ ናብ ካልእ ሃገር ክምለሱ ምዃኖም መንግስቱ ዘውጽኦ ሓድሽ ሕጊ ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ሪሺ ሱናክ ኣፍሊጡ ። እቲ ስጉምቲ - ኣብ ደቡባዊ ገማግም ዓዲ-እንግሊዝ ዝኣትዉ ስደተኛታት ናይ ሓሙሽተ ሚእቲሚእታዊ ምውሳኽ ቁጽሪ ስደተኛታት - ንጹር ዝኾነ ነቲ ናይ ኣህጉራዊ ዉዕል ስደተኛታት ዝጠሓሰ ምዃኑ ምስተፈልጠ እዩ ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
እንግሊዝ: ብጃላቡ ንዝኣትዉ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ሃገሮም ወይ ናብ ሳልሳይ ሃገር ክትጥርዝ ምዃና ኣፍሊጣ። | SBS Tigrinya