ኣብ ወደባት ዩክረይን ተኸርዲኑ ዝርከብ እኽሊ ክስደድ ራሻን ዮክሬንን ስምምዕ ፈሪመን።

U.N. Secretary General, Antonio Guterres, right, and Russian Defense Minister Sergei Shoigu, left, sign documents during a signing ceremony Source: Russian Defense Ministry Press Service
ሩስያ ንዩክሬን ድሕሪ ምውራራ ኣብ ወደባት ዩክረይን ተኸርዲኑ ዝርከብ እኽሊ ክስደድ ናይ ፈለማ ስምምዕ ተጌሩ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዝገለጾ ፡ እዚ ንዩክረይን ጥራይ ዘይኰነስ ፡ ንብዙሓት ካልኦት ሃገራት እውን ዓብዪ ሩፍታ ዝህብ ስጉምቲ እዩ ።
Share