Severely destroyed buildings and a car are left in the suburbs of Kyiv on June 3, 2022, marking 100 days of the invasion (AAP) Source: AAPዩክረይን ምስ ሩስያ ውግእ ካብ እትጅምር 100 መዓልቲ መሊኣ ኣላ ። ወደባት እታ ሃገር ብሓይልታት ሩስያ ተዓጊቱ ኣብዘለወሉ ፡ ምብራቓዊ ሸነኽ ናይታ ሃገር ብኸቢድ ብረት ምድብዳቡ ይቕጽል ኣሎ
ዩክረይን ምስ ሩስያ ውግእ ካብ እትጅምር 100 መዓልቲ መሊኣ ኣላ ። ወደባት እታ ሃገር ብሓይልታት ሩስያ ተዓጊቱ ኣብዘለወሉ ፡ ምብራቓዊ ሸነኽ ናይታ ሃገር ብኸቢድ ብረት ምድብዳቡ ይቕጽል ኣሎ