Ukrainian Australians have voiced their concerns for their family in Ukraine (SBS) Source: SBSኣብ ዶብ ሩስያን ዩክረይን ዘሎ ኵነታት እናገደደ ብምምጽኡ ፡ ብዙሓት ሃገራት ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታተን ካብታ ሃገር ከውጽኣኦም ጀሚረን ኣለዋ ። ከም ኣውስትራሊያ ፣ ኣመሪካ ፣ ዓባይ-እንግሊዝን ጀርመንን ዝርከባኤን ልዕሊ ደርዘን ዝኾና ሃገራት 'ውን ዜጋታተን ካብ ዩክረይን ክወጹ ኣጠንቂቐን ኣለዋ- ። ኣውስትራሊያውያን ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ፈተውቶም ብዛዕባ ኣብ ዝመጽእ እንታይ ከምዘጋጥሞም መደባት ዝሓቱ ዘለዉ ይሻቐሉሎም ኣለው ።
Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣብ ዶብ ሩስያን ዩክረይን ዘሎ ኵነታት እናገደደ ብምምጽኡ ፡ ብዙሓት ሃገራት ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ናይ ወጻኢ ኤምባሲታተን ካብታ ሃገር ከውጽኣኦም ጀሚረን ኣለዋ ። ከም ኣውስትራሊያ ፣ ኣመሪካ ፣ ዓባይ-እንግሊዝን ጀርመንን ዝርከባኤን ልዕሊ ደርዘን ዝኾና ሃገራት 'ውን ዜጋታተን ካብ ዩክረይን ክወጹ ኣጠንቂቐን ኣለዋ- ። ኣውስትራሊያውያን ነቶም ኣብ ዩክረይን ዝርከቡ ፈተውቶም ብዛዕባ ኣብ ዝመጽእ እንታይ ከምዘጋጥሞም መደባት ዝሓቱ ዘለዉ ይሻቐሉሎም ኣለው ።