ፊንላንድ ናብ ኔቶ ብምጽምባራ፡ ዶባት ራሻ ብ1,300 ኪሎሜተር ምስ ኣባላት እቲ ኪዳን ክትክበብ ገይሩ።

Military personnel raise the flag of Finland during a flag raising ceremony on the sidelines of a NATO foreign ministers meeting at NATO headquarters in Brussels, Source: AP / Geert Vanden Wijngaert/AP
ፊንላንድ መበል 31 ኣባል ኪዳን ኔቶ ኰይና ኣላ ፣ በዚ ከኣ እቲ ርሕቀት ናይተን ' ምስ ሩስያ ዝዳወባ ኣባል ሃገራት ዳርጋ ብዕጽፊ ወሲኹ ኣሎ ። እዚ ታሪኻዊ ቅልጡፍ ምቕባል ኣባልነት እዚ ፡ በቲ ሩስያ ኣብ ዩክረይን ዝገበረቶ ውግእ ዝደፍአ ኩነት እዩ ።
Share