SKIP TO MAIN CONTENT

ኲናት ዩክሬን ቀጺሉ፡ ድሕሪ ብዙሕ ሳምንታት ኬቭ ንፈለማ ግዜ ተጠቒዓ

Ukrain-Russia conflict
Firefighters continue to dampen down a rail freight rolling stock repair facility in Darnytsia district after a Russian air strikeon Source: EPA

ቭላድሚር ፑቲን ሃገራት ምዕራብ ንዩክረይን ኣጽዋር ብምዕጣቕ ዝገብራኦ ዘለዋ ከጠንቅቐን ከሎ ፡ ሓይልታት ሩስያ ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ንፈለማ ግዜ ንክየቭ ኣጥቂዖምዎ ። ዩክረይን ፡ ሩስያ ክሳዕ እትስዓር ፡ እቲ ሓገዝ ኣጽዋር ከም ዘድሊ ብምግላጽ ዝያዳ ሓይሊ ዝህብ ኣጽዋር ኺውሃባ ሓቲታ ኣላ ።

Published

By Peggy Giakoumelos

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቭላድሚር ፑቲን ሃገራት ምዕራብ ንዩክረይን ኣጽዋር ብምዕጣቕ ዝገብራኦ ዘለዋ ከጠንቅቐን ከሎ ፡ ሓይልታት ሩስያ ኣብ ውሽጢ ሰሙናት ንፈለማ ግዜ ንክየቭ ኣጥቂዖምዎ ። ዩክረይን ፡ ሩስያ ክሳዕ እትስዓር ፡ እቲ ሓገዝ ኣጽዋር ከም ዘድሊ ብምግላጽ ዝያዳ ሓይሊ ዝህብ ኣጽዋር ኺውሃባ ሓቲታ ኣላ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now