Workers restore the railway tracks on the Kerch bridge that links Crimea to Russia, near Kerch, on October 9, 2022, (Photo by AFP) (Photo by -/AFP via Getty Images) Source: AFP / -/AFP via Getty Images
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ነቲ ካብ ሩስያ ናብ ክረሚያ ዝወስድ ቀንዲ መስመር መመሓላለፊ ድንድል ንምፍራስ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከም ዝዀነ ብምግላጽ ፡ ፍሉያት ሓይልታት ዩክረይን ነቲ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸምዎ ከሲሱ ኣሎ። ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ዛፖሪዝሂዥያ ፡ ብመጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ እንተ ወሓደ 14 ሰባት ሞይቶም ፡ ብዙሓት ድማ ቈሲሎም። Published 10 October 2022 3:06pm
Presented by Stephanie Corsetti
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ነቲ ካብ ሩስያ ናብ ክረሚያ ዝወስድ ቀንዲ መስመር መመሓላለፊ ድንድል ንምፍራስ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ግብረ-ሽበራዊ መጥቃዕቲ ከም ዝዀነ ብምግላጽ ፡ ፍሉያት ሓይልታት ዩክረይን ነቲ መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸምዎ ከሲሱ ኣሎ። ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ከተማ ዛፖሪዝሂዥያ ፡ ብመጥቃዕቲ ሚሳይል ሩስያ እንተ ወሓደ 14 ሰባት ሞይቶም ፡ ብዙሓት ድማ ቈሲሎም።