A kindergarten affected by a rocket fire from the Russian army. Source: Sipa USA Sergei Chuzavkov / SOPA Images/Sዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ ዘላ ነቲ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ዝካየድ ዋዕላ ኔቶ ኣቐዲምካ ምልክት ንምሃብዩ ክትብል ከንቲባ እታ ኸተማ ገሊጻ። ሓይልታት ሩስያ ፡ እቲ ግጭት ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ፡ ንክየቭ ክቈጻጸርዋ ፈቲኖም እዮም ፣ ቤላሩስ ኣብቲ ውግእ ዘለዋ ግደ ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ ።
Published
By Stephanie Corsetti
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ ዘላ ነቲ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ዝካየድ ዋዕላ ኔቶ ኣቐዲምካ ምልክት ንምሃብዩ ክትብል ከንቲባ እታ ኸተማ ገሊጻ። ሓይልታት ሩስያ ፡ እቲ ግጭት ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ፡ ንክየቭ ክቈጻጸርዋ ፈቲኖም እዮም ፣ ቤላሩስ ኣብቲ ውግእ ዘለዋ ግደ ስግኣት ፈጢሩ ኣሎ ።