Ukrainian President Volodymyr Zelenskyy reacts as he visits the war-hit Kharkiv region. Source: Ukrainian Presidential Press Officeናይ ዩክረይን ፕረዚደንት ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ካብ ኪየቭ ወጺኡ ናብ ካልኦት ዞባታት ከይዱ ፡ እንተላይ ናብ ካርኪቭ ብምኻድ ፡ ናይቲ ዞባ ሓላፊ ጸጥታ ካብ ስራሕ ኣባሪርዎ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፡ ሰርብያ ምስ ሩስያ ብዙሕ ኣታዊ ዘርክበላ ናይ ነዳድን ጋዝን ስምምዕ ፈሪማ ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ናይ ዩክረይን ፕረዚደንት ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ካብ ኪየቭ ወጺኡ ናብ ካልኦት ዞባታት ከይዱ ፡ እንተላይ ናብ ካርኪቭ ብምኻድ ፡ ናይቲ ዞባ ሓላፊ ጸጥታ ካብ ስራሕ ኣባሪርዎ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ፡ ሰርብያ ምስ ሩስያ ብዙሕ ኣታዊ ዘርክበላ ናይ ነዳድን ጋዝን ስምምዕ ፈሪማ ።