ኔቶ ንዩክሬን ቀታሊን ዘይቀታሊን ሓገዝ ክህብ ቃል ይኣቱ። ቱርኪ ንሽወደንን ፊንላንድን ናብ ኔቶ ንምጽንባር ከተስምዖ ዝጸንሐት ተቓውሞኣ ተልዕል05:20ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛFollow and SubscribeFollow and SubscribeFollow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.05MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidHeads of States and Governments pose for a family picture to the heads of State and Government participating in the NATO summit, in Madrid, Source: EFEወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ [ኔቶ] ፡ ሓይልታቱ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዝፍኖ ሚሳይል ኣብ ዘሐይለሉ ዘሎ እዋን ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ መሻርኽትን ጸጥታን ኣገዳሲ ቀጥታዊ ስግኣት ከም ዝኾነት ኣፍሊጡ ። ከንቲባ ናይ ሚኮላቭ ፡ ሚሳይል ንሓደ ህንጻ እናወቕዖ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሞቱ ክገልጽከሎ ፡ ኣመሓዳሪ ሉሃንስክ ሰፊሕ ውግእ ይካየድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።Follow and Subscribe Apple Podcasts YouTube Spotify Download (3.05MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and AndroidPublished 30 June 2022 4:07pmSource: SBSSkip to podcast episode contentShare this with family and friendsCopy linkShareወተሃደራዊ ኪዳን ሰሜን ኣትላንቲክ [ኔቶ] ፡ ሓይልታቱ ነቲ ኣብ ዩክረይን ዝፍኖ ሚሳይል ኣብ ዘሐይለሉ ዘሎ እዋን ፡ ሩስያ ኣብ ልዕሊ መሻርኽትን ጸጥታን ኣገዳሲ ቀጥታዊ ስግኣት ከም ዝኾነት ኣፍሊጡ ። ከንቲባ ናይ ሚኮላቭ ፡ ሚሳይል ንሓደ ህንጻ እናወቕዖ ብውሕዱ ሓሙሽተ ሰባት ከምዝሞቱ ክገልጽከሎ ፡ ኣመሓዳሪ ሉሃንስክ ሰፊሕ ውግእ ይካየድ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።ShareLatest podcast episodes51:46ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (27 ነሃሰ 2026)podcast episode51 minutes 46 seconds11:05ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (27 ነሓሰ 2026)podcast episode11 minutes 5 seconds10:58ህብብቲ ደራፊት 'ካንትሪ ሙዚክ' ዶሊ ፓርተንን ዝገደፈቶ ሓድግን፡podcast episode10 minutes 58 seconds09:07ኤርትራዊት ተወዳዳሪት ፅባቐ ስኒት ሃብተኣብ ኣብ ዓለማዊ ውድድር ብህዝቢ ብዝወሃብ ድምጺ ትመርሕ (ጸብጻብ)podcast episode9 minutes 7 seconds