European and world leaders meet in Berlin for high-level talks in Ukraine Source: AAP / Kay Nietfeld/dpa/picture-alliance/Sipa USAመራሕቲ ኣመሪካን ኤውሮጳን ናብ ሰላም ዝወስድ መንገዲ ቅድሚ በዓል ልደት ንምውሓስ ተስፋ ብምግባር ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ዝዓለሙ ዘካይድዎም ዘለዉ ልዑል ደረጃ ዲፕሎማስያዊ ዝርርባት ናህሪ እናወሰኹ ይኸዱ'ለዉ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝርርባት ኣብ ዝተነድፈ ውጥን ሰላም ርኡይ ምዕባለ ኣርእዮም ይብል። ዩክሬን ነቲ እማመ ብሓጎስ ክትቅበሎ እንከላ፡ መጻኢ ናይ'ቲ ብሩስያ ዝተጎበጠ መሬትን ውሕስነት ጸጥታ ንምክልኻል ዳግማይ ተጻብኦን ዘካተቱ ወሰንቲ ዝኾኑ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ግን ተሪፎም ኣለዉ።...
Published
Updated
By Sam Dover
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
መራሕቲ ኣመሪካን ኤውሮጳን ናብ ሰላም ዝወስድ መንገዲ ቅድሚ በዓል ልደት ንምውሓስ ተስፋ ብምግባር ኣብ ዩክሬን ዝካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ዝዓለሙ ዘካይድዎም ዘለዉ ልዑል ደረጃ ዲፕሎማስያዊ ዝርርባት ናህሪ እናወሰኹ ይኸዱ'ለዉ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ዝርርባት ኣብ ዝተነድፈ ውጥን ሰላም ርኡይ ምዕባለ ኣርእዮም ይብል። ዩክሬን ነቲ እማመ ብሓጎስ ክትቅበሎ እንከላ፡ መጻኢ ናይ'ቲ ብሩስያ ዝተጎበጠ መሬትን ውሕስነት ጸጥታ ንምክልኻል ዳግማይ ተጻብኦን ዘካተቱ ወሰንቲ ዝኾኑ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ግን ተሪፎም ኣለዉ።...
Listen to Australian and world news, and follow trending topics with SBS News Podcasts.
https://www.sbs.com.au/news/podcast-episode/ukraine-peace-talks-pick-up-momentum-after-high-level-berlin-meeting/60ro2nswm