ኣብ መልበርን ኣብ ዝርከብ ፌደሬሽን ስኴር: ዓርቢ 24 ለካቲት 2023 ነቲ ንሓደ ዓመት ዝጸንሐ ውግእ ዩክሬን ንምዝካር: ኣብ ጐደና ፍሊንደርስ ስትሪት ናይ ዩክሬን ባንዴራ ሕብሪ ብብርሃን ኣንጸባሪቑ ኣምስዩ።(AAP Image/James Ross) NO ARCHIVING Source: AAP / JAMES ROSS/AAPIMAGEሩስያ ንዩክረይን ዝወርረትላ ቀዳመይቲ ዓመት ኣብዝዝከረሉ፡ ህዝቢ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዩክረይን ኣጋርነቱ ብምርኣይ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘኪሩ ። ነቲ ኲናት ዝቃወሙ ንሰላም ዝሓትት ሰልፊታት ኣብ ሓያሎ ከተማታት ክውሕዙ ተራእዮም ፣ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ኣብ ዝርከባ ከተማታት ዝርከብ ታሪኻዊ ቦታታት ድማ ብጫን ሰማያውን ሕብሪ ኣንጸባሪቖም ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሩስያ ንዩክረይን ዝወርረትላ ቀዳመይቲ ዓመት ኣብዝዝከረሉ፡ ህዝቢ ናይ ዝተፈላለያ ሃገራት ምስ ዩክረይን ኣጋርነቱ ብምርኣይ ብዝተፈላለዩ ኣገባባት ዘኪሩ ። ነቲ ኲናት ዝቃወሙ ንሰላም ዝሓትት ሰልፊታት ኣብ ሓያሎ ከተማታት ክውሕዙ ተራእዮም ፣ ኣብ መላእ ኤውሮጳ ኣብ ዝርከባ ከተማታት ዝርከብ ታሪኻዊ ቦታታት ድማ ብጫን ሰማያውን ሕብሪ ኣንጸባሪቖም ።