SKIP TO MAIN CONTENT

ኣመሪካ ንዩክሬን ምዕቡል ተወንጫፊ ሮኬት ትልእከላ፡ ራሻ፡ እዚ ቅሉዕ ምትእትታው ሳልሳይ ሃገር ኣብቲ ኲናት’ዩ ትብል

Ukrain-Russia conflict
A family in Kyiv after escaping their home town (AAP) Source: AAP

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፡ ናብ ዩክረይን ዝለኣኽ 700 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋርን ናውትን ኣጽዲቓ ኣላ ፣ ሩስያ ነዚ ብቐጥታ ዝግበር ምትንዃስ ከም ዝኾነ እያ እትገልጽ ። እዚ ዝመጸ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ብዛዕባ እታ ናይ ኖርዲክ ሃገር ናብ ኔቶ ክርጽምበር ተመልክተሉ ዘላ ዝምልከት ንምዝርራብ ኣብ ተራኽበሉ እዋን እዩ ።

Published

By Essam Al-Ghalib

Presented by Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ፡ ናብ ዩክረይን ዝለኣኽ 700 ሚልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋርን ናውትን ኣጽዲቓ ኣላ ፣ ሩስያ ነዚ ብቐጥታ ዝግበር ምትንዃስ ከም ዝኾነ እያ እትገልጽ ። እዚ ዝመጸ ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ብዛዕባ እታ ናይ ኖርዲክ ሃገር ናብ ኔቶ ክርጽምበር ተመልክተሉ ዘላ ዝምልከት ንምዝርራብ ኣብ ተራኽበሉ እዋን እዩ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now