እዋናዊ ሓበሬታ ቅልውላው ራሻ-ዩክሬን

Russian Presidential Aide and the head of the Russian delegation Vladimir Medinsky, foreground speaks to the media as Deputy Foreign Minister Andrei Rudenko Source: BelTA
ክረሚሊን ኣብ ልዕሊ ኬቭን ካልኦት ከተማታትን ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ዝምልከት ታሪኻዊ ድምጺ ድሕሪ ምግባሩ ኣብ ዩክረይን ሰላም ኽሰፍን ዋና ጸሓፊ ው.ሕ.ሃ. ተማሕጺኑ። ኣብ ጥቓ እታ ርእሰ ከተማ ዝተደዀነ ደቡባዊ መደበር ባቡር ፡ መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍጻሙ ፡ ኣብ መንጎ ሩስያን ዩክረይንን ተወሳኺ ዝርርብ ክግበር መደብ ወጺኡ ኣሎ ።
Share