(AP Photo/Evgeniy Maloletka) Source: AP / Evgeniy Maloletka/APሩስያ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ምዕቡል ብዙሕ ኑክልየሳዊ ኣጽዋር ክጻወር ዝኽእል ኣጽዋር ውግእ ናይ ሳርማት ኢንተርኮንቲነንታል ባላስቲክ ሚሳይላት ፡ ክትጥቀመሉ ዘይተርፍ ምዃኑ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጡ ። እዚ ከምዚ 'ሉ ከሎ ፣ ናይ ሩስያ ናይ ምክልኻል ከምዝበሎ ፣ ዩክረይን ነቲ ከም ክሪሚያ ዝኣመሰለ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣእትዩ ዘሎ ክሊ ንምውቃዕ መደብ ከምዘለዋ ሓቢሩ ። ሩስያውያን ካብቲ ተቘጻጺራቶ ዝነበረት ክልታት ክሃድሙ ዩክረይን ኣጠንቂቓ ኣላ ።ሩስያ ብወገና ኣብ ክሪምያ ዝዀነ ይኹን መጥቃዕቲ ምስዝፍጸም ኣብ ማእከል መሪሕነት ዩክረይን መጥቃዕቲ ከምዝግበር ኣጠንቂቓ ኣላ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሩስያ፡ እቲ ኣብታ ሃገር ዝርከብ ምዕቡል ብዙሕ ኑክልየሳዊ ኣጽዋር ክጻወር ዝኽእል ኣጽዋር ውግእ ናይ ሳርማት ኢንተርኮንቲነንታል ባላስቲክ ሚሳይላት ፡ ክትጥቀመሉ ዘይተርፍ ምዃኑ ፕረዚደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣፍሊጡ ። እዚ ከምዚ 'ሉ ከሎ ፣ ናይ ሩስያ ናይ ምክልኻል ከምዝበሎ ፣ ዩክረይን ነቲ ከም ክሪሚያ ዝኣመሰለ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ኣእትዩ ዘሎ ክሊ ንምውቃዕ መደብ ከምዘለዋ ሓቢሩ ። ሩስያውያን ካብቲ ተቘጻጺራቶ ዝነበረት ክልታት ክሃድሙ ዩክረይን ኣጠንቂቓ ኣላ ።ሩስያ ብወገና ኣብ ክሪምያ ዝዀነ ይኹን መጥቃዕቲ ምስዝፍጸም ኣብ ማእከል መሪሕነት ዩክረይን መጥቃዕቲ ከምዝግበር ኣጠንቂቓ ኣላ።