a Ukrainian girl holds both EU flag and Ukraine flag during the March supportung Ukraine for EU candidate membership Source: NurPhotoኮምሽን ኤውሮጳ ነቲ ዩክረይን ናብ ኤውሮጳዊ ኅብረት ንኽትጽንበር ዘቕረበቶ ሕቶ፡ ሎሚ ሓሙስ 23 ሰነ ቅቡል ክኸውን ተኽእሎ ብዘለዎ፡ ድምጺ ክህብ ተዳልዩ ኣሎ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣፈኛ ክረምሊን ፡ ዲሚትሪ ፔስኮቭ ነቲ ሊትወይንያ ናብ ካሊኒግራድ ንብረት ዝመላለሰሉ መገዲ ባቡር ምዕጻዋ ፡ "ፈጺምካ ተቐባልነት የብሉን" ኢሉ መጠንቀቕታ ብምሃብ ፡ መንግስቲ ሩስያ ሕነ ንምፍዳይ ስጕምቲ ንኽወስድ ይዳሎ ከምዘሎ ኣብ ዝገለጸሉ'ዩ።
Published
By Essam Al-Ghalib
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኮምሽን ኤውሮጳ ነቲ ዩክረይን ናብ ኤውሮጳዊ ኅብረት ንኽትጽንበር ዘቕረበቶ ሕቶ፡ ሎሚ ሓሙስ 23 ሰነ ቅቡል ክኸውን ተኽእሎ ብዘለዎ፡ ድምጺ ክህብ ተዳልዩ ኣሎ ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ኣፈኛ ክረምሊን ፡ ዲሚትሪ ፔስኮቭ ነቲ ሊትወይንያ ናብ ካሊኒግራድ ንብረት ዝመላለሰሉ መገዲ ባቡር ምዕጻዋ ፡ "ፈጺምካ ተቐባልነት የብሉን" ኢሉ መጠንቀቕታ ብምሃብ ፡ መንግስቲ ሩስያ ሕነ ንምፍዳይ ስጕምቲ ንኽወስድ ይዳሎ ከምዘሎ ኣብ ዝገለጸሉ'ዩ።