SKIP TO MAIN CONTENT

ዉዕሎ ወራር ራሻ ኣብ ዩክሬን (ዜናዊ ትንታነ)

NACA Feature
An injured pregnant woman is carried from a maternity hospital that was damaged by shelling in Mariupol, Ukraine (AAP) Source: AAP

ሩስያ ፡ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል መወለዳን ህጻናትን መጥቃዕቲ ብምኽፋት ፡ ብውሕዱ 17 ሰባት ኣቑሲላ ። ኣብ ትሕቲ እቲ ፍርስራስ እተቐርቀሩ ቘልዑ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ኣሎ ። መሻርኽቲ ዩክረይን ንስርዓተ ምክልኻል ኣየር እታ ሃገር ንምብርታዕ ኣብ ዝጽዕራሉ ዘለዋ እዋን ፡ ዓለምለኻዊ ምላሽ ሓያል ኰይኑ ይቕጽል ኣሎ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሩስያ ፡ ኣብ ዩክረይን ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል መወለዳን ህጻናትን መጥቃዕቲ ብምኽፋት ፡ ብውሕዱ 17 ሰባት ኣቑሲላ ። ኣብ ትሕቲ እቲ ፍርስራስ እተቐርቀሩ ቘልዑ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ኣሎ ። መሻርኽቲ ዩክረይን ንስርዓተ ምክልኻል ኣየር እታ ሃገር ንምብርታዕ ኣብ ዝጽዕራሉ ዘለዋ እዋን ፡ ዓለምለኻዊ ምላሽ ሓያል ኰይኑ ይቕጽል ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now