ፕረዚደንት ዩክረይን ቮሎዲሚር ዘለንስኪ ፡ ኣብ ኪየቭ ንቀዳማይ ሚኒስተር ሕቡራት ቦሪስ ጆንሰን ፡ ስርዓት ናጽነት ሸሞ ። Credit: AAPመዓልቲ ናጽነት ዩክረይን ፡ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ መደበር ባቡር ፡ ብደብዳብ ነፋሪት ሩስያ ተሰንዩ ተዘኪሩ ። እቲ መጥቃዕቲ ዝመጽእ ዘሎ ሓደ ሩስያዊ ፖለቲከኛ ንውግእ ዩክሬን ብምቅዋሙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።
Published
By Peggy Giakoumelos
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
መዓልቲ ናጽነት ዩክረይን ፡ ኣብ ምብራቓዊ ሸነኽ እታ ሃገር ኣብ ዝርከብ መደበር ባቡር ፡ ብደብዳብ ነፋሪት ሩስያ ተሰንዩ ተዘኪሩ ። እቲ መጥቃዕቲ ዝመጽእ ዘሎ ሓደ ሩስያዊ ፖለቲከኛ ንውግእ ዩክሬን ብምቅዋሙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ።