SKIP TO MAIN CONTENT

ፍጥጥ ኣመሪካን ራሻን ክሳብ ምውጣጥ ዉዕል ኣጽዋር ኑክሌስ።

The ceremony of announcing the annual Address of Russian President Vladimir Putin to the Federal Assembly in Gostiny Dvor.
ዓመታዊ መደረ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ኣብ ጎስቲን ድቮር ኣብ እተገብረ ፈደራላዊ ኣኼባ ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ፡ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን 21.022023 ሩስያ ፡ ሞስኮ Photo credit: Dmitry Azarov/Kommersant/Sipa USA Credit: Kommersant Photo Agency/Sipa USA

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ፡ ሩስያ ኣብ ዩክረይን ዝወረረትሉ ቀዳመይቲ ዓመት ቅድሚ ምዝካሩ ፡ ክልተ መዓልቲ ኣቐዲሙ ኣብ ዋርሶ ፡ ፖላንድ ተረኺቡ ። ኣብኡ ድማ ምስ ፕረዚደንት ፖላንድ ኣንደርዘጅ ዱዳ ተራኺቡ ፣ ክልቲኦም መራሕቲ ከኣ ነታ ኣብ ኲናት ትርከብ ሃገር ቀጻሊ ደገፎም ገለጹ ። እዚ ዝመጸ ፡ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ሞስኮ ኣብቲ New START treaty ዝበሃል እቲ ናይ መወዳእታ ተሪፉ ዘሎ ዉዕል ምቍጽጻር ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከምዘደስከሎ ኣብዘፍለጠሉ እዩ።

Published

By Essam Al-Ghalib

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ፡ ሩስያ ኣብ ዩክረይን ዝወረረትሉ ቀዳመይቲ ዓመት ቅድሚ ምዝካሩ ፡ ክልተ መዓልቲ ኣቐዲሙ ኣብ ዋርሶ ፡ ፖላንድ ተረኺቡ ። ኣብኡ ድማ ምስ ፕረዚደንት ፖላንድ ኣንደርዘጅ ዱዳ ተራኺቡ ፣ ክልቲኦም መራሕቲ ከኣ ነታ ኣብ ኲናት ትርከብ ሃገር ቀጻሊ ደገፎም ገለጹ ። እዚ ዝመጸ ፡ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ሞስኮ ኣብቲ New START treaty ዝበሃል እቲ ናይ መወዳእታ ተሪፉ ዘሎ ዉዕል ምቍጽጻር ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ምስ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ከምዘደስከሎ ኣብዘፍለጠሉ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now