UN Human Right Commussioner Michelle Bachelet Source: AAPዉዱብ ሕቡራት ሃገራት (ዉሕሃ) እቲ ኣብ ትግራይ ዝቐጸለ ኲናት ከምዘሻቐሎን፡ ኲናት ደው ኢሉ ናብ ልዝብ ክኽየድ ሰብ መዚ እቲ ዉድብ ይጽውዑ ኣለዉ። ብዘይካዚ ሆስፒታል ዓይደር ቀረብ ሕክምናዊ ናውቲ ከምዝወደአ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ነዚ ዝምልከት ጸብጻባት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።
ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት (ዉሕሃ) እቲ ኣብ ትግራይ ዝቐጸለ ኲናት ከምዘሻቐሎን፡ ኲናት ደው ኢሉ ናብ ልዝብ ክኽየድ ሰብ መዚ እቲ ዉድብ ይጽውዑ ኣለዉ። ብዘይካዚ ሆስፒታል ዓይደር ቀረብ ሕክምናዊ ናውቲ ከምዝወደአ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። ነዚ ዝምልከት ጸብጻባት ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።