Mugabe and Tedros AdHanom Source: SBS Newsፕረሲደንት ሮበርት ሙጋቤ ኣምባሳደር ሰናይ ድልየት ዉድብ ጥዕና ዓለም ክኸውን ብሓላፊ ‘ቲ ዉዱብ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሖኖም ምስተገብረ፡ “ኣታ እንታይ ወሪድዎም፡ ሎሚስ ከኣ ንሙጋቤ!” ካብ ምባል ሓሊፉ ብገለ መራሕቲ ዓለምን ተጣበቕቲን ቁጥዓ ምስ ኣለዓዓለ፡ “ዘረባኹም ሰሚዐ፡ ነቲ ዝሓሰብኩዎ ሹመት ካብ ሙጋበ ስሒበዮ ኣለኹ ብምባል ዶክተር ኣድሓኖም መልሰ ግብሪ ጻዊዒት ዓለም መሊሱ.. ዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ክጸንሓኩም እዩ፡፣
ፕረሲደንት ሮበርት ሙጋቤ ኣምባሳደር ሰናይ ድልየት ዉድብ ጥዕና ዓለም ክኸውን ብሓላፊ ‘ቲ ዉዱብ ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሖኖም ምስተገብረ፡ “ኣታ እንታይ ወሪድዎም፡ ሎሚስ ከኣ ንሙጋቤ!” ካብ ምባል ሓሊፉ ብገለ መራሕቲ ዓለምን ተጣበቕቲን ቁጥዓ ምስ ኣለዓዓለ፡ “ዘረባኹም ሰሚዐ፡ ነቲ ዝሓሰብኩዎ ሹመት ካብ ሙጋበ ስሒበዮ ኣለኹ ብምባል ዶክተር ኣድሓኖም መልሰ ግብሪ ጻዊዒት ዓለም መሊሱ.. ዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ክጸንሓኩም እዩ፡፣