Source: Getty Imagesናብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝቐረበ ሪፖርት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ግጭት ኣብ ክልል ትግራይ ተሳቲፉ ፡ ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ሓተቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ተፈጺሙ ክብል ይኸስስ ። ሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ተሸይሙ ዘሎ ፡ መሓመድ ዓብደልሳላም ባቢከር ፡ ኣብ 2017 ኣባል ናይታ ናይ ዉሕሃ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ማዕቀብ ንኽግበር እትከታተል ጕጅለ ዝነበረ'ዩ፡ ነቲ ጸብጻብ ኣቕሪብዎ።
ናብ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዝቐረበ ሪፖርት መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ግጭት ኣብ ክልል ትግራይ ተሳቲፉ ፡ ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ሓተቲ ዑቕባ ኤርትራውያን ከቢድ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ተፈጺሙ ክብል ይኸስስ ። ሓዲሽ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ተሸይሙ ዘሎ ፡ መሓመድ ዓብደልሳላም ባቢከር ፡ ኣብ 2017 ኣባል ናይታ ናይ ዉሕሃ ብዛዕባ ኣብ ኤርትራ ማዕቀብ ንኽግበር እትከታተል ጕጅለ ዝነበረ'ዩ፡ ነቲ ጸብጻብ ኣቕሪብዎ።