Credit: Beyene Weldegiorgisብዙሓት ሰባት ብሰንኪ ምጥፋሽ ገንዘብ (bankruptcy) ይሓፍሩን ይጭነቑን እኳ እንተ ኰኑ ፡ ካብ ፋይናንሲያዊ ጸገማት ንምንጋፍ ግና ዝበለጸ ስጕምቲ ክኸውን ይኽእል እዮ ። ዕዳኻ ኽትምሕድሮ እንተ ዘይክኢልካ ፡ ንዕዳኻ ናይ ጥፈሻ ወይ bankruptcy. ፋይል ክትከፍተሉ ትኽእል ኢኻ ። ሞያዊ ምኽሪ ብምርካብ ምጥፋሽ ወይ bankruptcy. እቲ ቅኑዕ ኣማራጺ ምዃኑን ሳዕቤናቱን ከም እትርድኦን እዩ ዝገብር ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ብዙሓት ሰባት ብሰንኪ ምጥፋሽ ገንዘብ (bankruptcy) ይሓፍሩን ይጭነቑን እኳ እንተ ኰኑ ፡ ካብ ፋይናንሲያዊ ጸገማት ንምንጋፍ ግና ዝበለጸ ስጕምቲ ክኸውን ይኽእል እዮ ። ዕዳኻ ኽትምሕድሮ እንተ ዘይክኢልካ ፡ ንዕዳኻ ናይ ጥፈሻ ወይ bankruptcy. ፋይል ክትከፍተሉ ትኽእል ኢኻ ። ሞያዊ ምኽሪ ብምርካብ ምጥፋሽ ወይ bankruptcy. እቲ ቅኑዕ ኣማራጺ ምዃኑን ሳዕቤናቱን ከም እትርድኦን እዩ ዝገብር ።