ኣውስትራሊያውያን ዝተፈላለየ ናይ ትምህርቲ ዓውዲታት ብምርካቦም ዕድለኛታት እዮም ፤ ከምኡ "ውን ንደቆም ምስ ኩነታቶም ዝሰማምዖም ዝበለጸ ናይ ምምራጽ ዕድል ኣለዎም ። ኣብ ናይ መንግስቲ ፡ ናይ ውልቂን ናይ ሃይማኖትን ትካላት ዘለዋ ብሉጻት ኣብያተ-ትምህርቲ ስለ ዘለዋ ፡ ቅኑዕ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ ፡ ወለዲ ውሳነ ክገብሩ ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል እዩ ።
Share
LIVE, FREE and EXCLUSIVE
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Share this with family and friends

