SKIP TO MAIN CONTENT

ብዝሒ ካብ ዓዶም ተመዛቢሎም ብግዲ ዝስደዱ ህዝቢ ዓለም ብዕጽፊ ምውሳኹ ኣሻቓሊ ምዃኑ ተገሊጹ።

Ukrainian war refugees are seen outside regional assistance centre for Ukrainian refugees in Prague, Czech Republic, on June 14, 2022. Photo/Vit Simanek (CTK via AP Images)
Ukrainian war refugees are seen outside regional assistance centre for Ukrainian refugees in Prague, Czech Republic, Source: CTK

ኣብ ብዘላ ዓለም ቍጽሪ ናይቶም ብግዲ ብሓይሊ እተመዛበሉ ሰባት ፡ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ዓመት ብዕጽፊ ወሲኹ እዩ ፣ ኣብዚ እዋን ልዕሊ 100-ሚልዮን ኰይኑ ኣሎ ። ካብቲ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ዝነበረ ብክልተ ዕጽፊ ዝዛየደ ብርቱዕ ግጭታት: ሃገራት ሰላም ንምስፋን ሓቢረን ክሰርሓ ኣለወን ይብል ናይ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት [UNHCR] ። ነቶም ካብ መረበቶም እተመዛበሉ ሰባት ንምድሓን ዝያዳ መገዲታት የድሊ ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ብዘላ ዓለም ቍጽሪ ናይቶም ብግዲ ብሓይሊ እተመዛበሉ ሰባት ፡ ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ ዓመት ብዕጽፊ ወሲኹ እዩ ፣ ኣብዚ እዋን ልዕሊ 100-ሚልዮን ኰይኑ ኣሎ ። ካብቲ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት ዝነበረ ብክልተ ዕጽፊ ዝዛየደ ብርቱዕ ግጭታት: ሃገራት ሰላም ንምስፋን ሓቢረን ክሰርሓ ኣለወን ይብል ናይ ሕቡራት ሃገራት ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት [UNHCR] ። ነቶም ካብ መረበቶም እተመዛበሉ ሰባት ንምድሓን ዝያዳ መገዲታት የድሊ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now