Source: UNHCRው.ሕ.ሃ.፥ ካብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ንስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ካልእ ቦታ ከግዕዝ ይጓየ። ልኡኽ ናይ ዉሕሃ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከባ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት በጺሑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ "ጥሜት የልቦን" ኢሉ። ወተሃደራት ሶማልያ ኣብ ትግራይ ኣብዝተገብረ ኲናት ተሳቲፎም ዝብል ሓበሬታ መንግስቲ ሶማል ነጺግዎ።
ው.ሕ.ሃ.፥ ካብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ንስደተኛታት ኢትዮጵያ ናብ ካልእ ቦታ ከግዕዝ ይጓየ። ልኡኽ ናይ ዉሕሃ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ኣብ ትግራይ ናብ ዝርከባ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት በጺሑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ትግራይ "ጥሜት የልቦን" ኢሉ። ወተሃደራት ሶማልያ ኣብ ትግራይ ኣብዝተገብረ ኲናት ተሳቲፎም ዝብል ሓበሬታ መንግስቲ ሶማል ነጺግዎ።