SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ግህሰት መሰላት ዝምርምር፡ መርማሪ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ዕድመ ናይ ስራሕ ግዜኡ ተናዊሑ። (ሓጸርቲ ዜናታት)

Capture.JPG
the Commission of Human Rights Experts on Ethiopia Kaari Betty Murungi (Kenya), Chair Credit: Beyene Weldegiorgis

ሓጸርቲ ዜናታት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ግህሰት መሰላት ዝምርምር፡ መርማሪ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ዕድመ ናይ ስራሕ ግዜኡ ተናዊሑ ዩጋንዳ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ‘ዘይሕጋውያን’ ብምባል 200 ዝኾኑ ስደተኛታት ተኣሲሮም። ፕረሲደንት ዩዌሪ ሙሰቬኒ ነቲ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሰራዊት ኡጋንዳ ዝነበረ ወዱ ንኬንያ ድሕሪ ምፍርራሑ ካብቲ ዝጸንሖ መዝነት እንተውረዶኳ፡ ድሕሪ ቅሩብ ግዜ ዝለዓለ ኣዛዚ ሃይሊታት ሰራዊት ኡጋንዳ ጌሩ ብምሻም ምሉእ ጀነራል ጌርዎ። ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ኣብ ጥቓ ለስቦስን ኪይራን ምስ ጠሓላ ፡ ብውሕዱ 22 ሰባት ሞይቶም ብዙሓት ድማ ጠፊኦም

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓጸርቲ ዜናታት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ ግህሰት መሰላት ዝምርምር፡ መርማሪ ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ዕድመ ናይ ስራሕ ግዜኡ ተናዊሑ ዩጋንዳ ዝበዝሑ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ‘ዘይሕጋውያን’ ብምባል 200 ዝኾኑ ስደተኛታት ተኣሲሮም። ፕረሲደንት ዩዌሪ ሙሰቬኒ ነቲ ኣዛዚ ሓይሊ ምድሪ ሰራዊት ኡጋንዳ ዝነበረ ወዱ ንኬንያ ድሕሪ ምፍርራሑ ካብቲ ዝጸንሖ መዝነት እንተውረዶኳ፡ ድሕሪ ቅሩብ ግዜ ዝለዓለ ኣዛዚ ሃይሊታት ሰራዊት ኡጋንዳ ጌሩ ብምሻም ምሉእ ጀነራል ጌርዎ። ስደተኛታት ዝጸዓና ጃላቡ ኣብ ጥቓ ለስቦስን ኪይራን ምስ ጠሓላ ፡ ብውሕዱ 22 ሰባት ሞይቶም ብዙሓት ድማ ጠፊኦም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now