SKIP TO MAIN CONTENT

ኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ዝገዝእ ንሃገሮም ኣይንጻወትን ኢሎም ቃል ምስ ዝኣትዉ'ዩ - ወናኒ ናፖሊ፣ ውዕሎ ለ'ኣቭኒርን ቩወልታን

Tour de l'avenir 2022.jpg
Tour de l'Avenir Credit: YouTube

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/08/2022) * ኤርትራውያን ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ዝተሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሉሞዚን ኣብ ፈረንሳ ተኻይዱ፥ * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ ለ’ኣቨኒር ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ኣብ ትሕቲ ማእከል ቅ/ብ ዓለም ዝተጠርነፉ ኢትዮጵያውያን ተቐዳደምቲ ይሳተፉ’ለው፣ * ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት23 መንእሰያት መጋጥምታ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ምዃና ፈሊጣ፣ * ንመጻረዪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ/ቻን 2022 ኣንጻር ሩዋንዳ ንዝህልዋ ግጥም መዳለዊ ክኾና ኢትዮጵያ ክልተ ምሕዝነታውያን ግጥማት ኣንጻር ኡጋንዳ ኣብ ኣዳማ ኣካይዳ፣ * ወናኒ ኢጣልያዊት ጋንታ ናፖሊ ‘ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይክንሳተፍን ኢና’ ኢሎም እንተዘይፈሪሞም ድሕሪ ደጊም ንኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ናብ ጋንታይ ኣይከምጽኦምን’የ’

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/08/2022) * ኤርትራውያን ቢንያም ግርማይን ሄኖክ ምሉእብርሃንን ዝተሳተፍዎ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሉሞዚን ኣብ ፈረንሳ ተኻይዱ፥ * ኣብ ፈረንሳ ኣብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ደ ለ’ኣቨኒር ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራን ኣብ ትሕቲ ማእከል ቅ/ብ ዓለም ዝተጠርነፉ ኢትዮጵያውያን ተቐዳደምቲ ይሳተፉ’ለው፣ * ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር መጻረዪ ግጥማት ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ት23 መንእሰያት መጋጥምታ ደሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ ምዃና ፈሊጣ፣ * ንመጻረዪ ሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ/ቻን 2022 ኣንጻር ሩዋንዳ ንዝህልዋ ግጥም መዳለዊ ክኾና ኢትዮጵያ ክልተ ምሕዝነታውያን ግጥማት ኣንጻር ኡጋንዳ ኣብ ኣዳማ ኣካይዳ፣ * ወናኒ ኢጣልያዊት ጋንታ ናፖሊ ‘ኣብ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣይክንሳተፍን ኢና’ ኢሎም እንተዘይፈሪሞም ድሕሪ ደጊም ንኣፍሪቃውያን ተጻወቲ ናብ ጋንታይ ኣይከምጽኦምን’የ’

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now