ማእከላይ ባንክ (ሪዘርቭ ባንክ) ኣውስትራልያ ኣብ’ዚ ዓመት ንራብዓይ ግዜ መጠን ወለድ ንምውሳኽ ዝወሰዶ ውሳነ ኣብ ወነንቲ ኣባይቲ ልዑል/ድራማዊ ጽልዋ ከሕድር ትጽቢት ይግበር። ነቶም ገና ኣባይቲ ክገዝኡ ዝደልዩን ተቐማጢ ገንዘብ ዘለዎምን ሰባት ግን ኣወንታዊ ለውጢ ክኸውን ይኽእል’ዩ።
ንምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብ ላዕሊ ጠውቑ
Share

Published
Updated
By Amelia Dunn, Julien Oeuillet
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends
ንምሉእ ትሕዝቶኡ ኣብ ላዕሊ ጠውቑ
